ብመንፈስ ምምላእ

Written by :   Zac Poonen Categories :   Disciples Spirit Filled life
Article Body: 

ሓዯ ግዛ ናይ የሱስ ዯቀ መዜሙር ብ መንፈስ ቅደስ ንኽምልኡ ብሓንሳብ ሓቢሮም እናተጸበዩ እተርኢ ካርቱን ተዒዙበ ነይረ ( ግብ 1፡12-14)። ( ኣብዙ ሕጂ ኴይንና ንዒሰርተ መዒልታት ከም ዜተጸበዩ ንፈልጥ አና፡ ሽዐ ግና ንክንዯይ ግዛ ክጽበዩ ከም ዗ለዎም ኣይፈልጡን ኢዮም ኔሮም ) ኣብ ታሽዒይ መዒልቲ ሓዯ ካብኦም ብምጽባይ ስለዜረብረበ አንተዯሊኹም ንሳኻትኩም ተጸበዩ ብምባል ተፋኒዎም ከይደ። ን ጽባሒቱ እቶም ምስኡ ዜነበሩ ኩሎም ብሓውን ብመንፈስ ቅደስን ከምዜተጠመቁ ከምኡ ድማ ሓይሊ ካብ ላዕሊ ከምዜተቀበሉ ምስ ሰምዏ፡ ከመይ ከምዜተሰምዖ እሞ ገምቱ። ንመልሲ ኣዜዩ ቀሪቡ ኢዩ ነይሩ፡ በቃ ሓንቲ መዒልቲ እንተዜጽበ ....................


የሱስ ንዜጸምኡ ጥራይ ኢዩ ናብኡ ክመጹ ዒዱምዎም( ዮው 7፡37-39)። ከምኡ ውን እቶም ብምሉእ ልቦም ዜዯልይዎ ጥራይ ኢዮም ንኣምላኽ ክረኽብዎ ዜኽእሉ( ኤር 29፡13)። ኣምላኽ ነቶም ብትግሃት ዜዯልዎ እዩ ዜሽልሞም (እብ 11:6)።ስለምንታይ ግን ከምኡ ኮይኑ፧ ምኽንያቱ ብምሉእ ልብና ንኣምላኽ ምስ እንዯልዮ ጥራይ ኢና፡ ኣብ ዒለም እቲ ምስ ኣምላኽ ዗ለና ዜምድና ዜያዲ ዜኾነ ኣገዲሲ ምዃኑ ከነራጋግጽ ንኽእል።


ብመንፈስ ከይተመላእና እቲ ክርስትያናዊ ህይወት ከምቲ ዜግባእ ክንነብሮ ዗ይከኣል እዩ ።


ብመንፈስ ከይተመላእና ንኣምላኽ ከምቲ ዜድለ ጌርና ከነገልግሎ ዗ይከኣል እዩ።


የሱስ እኳ ንገዚእ ርእሱ ቅድሚ ናብ ኣገልግሎት ምውጽኡ ብመንፈስ ቅደስ ምጥማቅ ኣድልይዎ እዩ (ሉቃ 3፡21-23) ።


ጎይታ ከኣ ን ዯቂ መዚምርቱ " ካብ ላዕሊ ሓይሊ ክሳብ እትለብሱ'' ጽንሑ በሎም(ሉቃ 24፡49)። ኩሉ ዒለም ብርሃን ናይ ወንጌል ኣድልይዎ አንከሎ፣ ሃዋርያት ግን ቅድሚ ወጽዮም ንጎይታ ምግልጋሎም ክሳብ ብመንፈስ ቅደስ ዜጥምቁ ክጽበዩ ኣድልይዎም( ግብ 1፡8)።


ንሕና'ኸ ?


እዙ ኣይድልየናን እዩ ኢልና ኪንሓስብ ከለና ከመይ ዜበለ ዕሽነት ኮን እዩ?


ኣብ በዒል ሓምሳ ጴጥሮስ ነቶም ህዜቢ " ኣምላኽ ንዜንስሑ፣ዜኣምኑን ዜጥመቁን ህያብ መንፈስ ቅደስን ሕድገት ሓጥያትን ቀሪበሎም ከም ዗ሎ " ነጊርዎም ነይሩ። (ግብ 2፡38)


ሕድገት ሓጥያት ንመንግስቲ ሰማያት ብቁዒት ክገብረና ከሎ፡ጥምቀት መንፈስ ቅደስ ከኣ ነቲ ኣብ ዒለም እንነብሮ ሂወት ብቁዒት ይገብረና።


ድሕሪ ሞት መንግስቲ ሰማይ ን ምውራስ ጥራይ ዗ገድሰካ እንተኾይኑ፡ ሕድገት ሓጥያት እምበር ብ መንፈስ ቅደስ ምጥማቅ ኣይድልየካን እዩ። ኩሉ መዒልታት ናይ ህይወትካ ንኣገልግሎት ነቲ ኣብ ክንዲኽ ዜሞተ ጎይታ ከተውፍዮ እንተዯሊኻ ግን ግድን ብመንፈስ ቅደስ ክትምላእ ከድልየካ እዩ።


እ዗ን ዜስዕባ ከኣ ዜበዜሑ ኣመንቲ ብመንፈስ ቅደስ ዗ይጥመቁለን ሓሙሽተ (5) ምኽንያታት እየን


1) ዲግማይ ክትውለድ ከለኻ ብመንፈስ ቅደስ ከምዜተጠመቅካ ብዜገልጻ ሃይማኖታዊ ትምህርትታት ብምእማን (intellectually convinced). ዋላ አኳ ሓይሊ፡ፍረ፡ዒወት ዗ይብሉ ባዶ ዜኾነ ህይወት እንተሕለፍካ ነዙ ናይ ምትላል ትምህርቲ ግን ኣሚንካዮ ትቅጽል።



2) ብ መንፈስ ቅደስ ንምጥማቅ ብቁዒት ኮይኖም ኣይስምዖምን። እቲ ሓቂ ግን ንርእስኻ ሓጥያተኛንን ዗ይግበኣካን ኣብ ትቆጽረሉ አዋን ኢኻ ንመንፈስ ቅደስ ክትቅበል ዜያዲ ብቁዕ ትኸውን ፡ምኽንያቱ ህያብ ኣምላኽ ነቶም


ንነፍሶም ከም዗ይ ብቅዕቲ ዜቆጽርዋ ስለ ዜዋሃብ። ሓጥያትካ እንተተናሲሕካ ፡዗ይትጠቅም ወይ ዗ትበቅዕ ወይ ዗ይትረብሕ ምዃንካ ኣይገድሰን አዩ። ሃሌሉያ !!



3) ኣምላኽ ሰናይ ከምዜኾነን ንዜልምንዎ ድማ ብኸምኡ ህያብ ከም ዜህብ ኣይኣምኑን ኢዮም። ጽቡቅ ግብሪ፣ ከም ጾምን ጸሎትን ብምግባሮም አቲ ህያብ ብዋጋ ዜዕዯግ እኳ አንተመሰሎም ፡ ህያብ ኣምላኽ ግን ን ሕድግት ሓጥያት ይኹን ን ጥምቀት መንፈስ ቅደስ ብ ብኸምኡ እዩ ዜዋሃብ። ክዕዯግ ዜኽእል ህያብ ኣምላኽ የለን። ብዘሓት ኣመንቲ እምነት ክህልወካ ኣጸጋሚ ኮይኑ እዩ ዜስምዖም የሱስ ግን እምነት ምስ ምስታይ(drinking) ኣመሳሲልዎ ነይሩ(ዮሃ7፡37-38 ርአ)። መንፈስ ቅደስ ምቅባል ከም ምስታይ ቀሊል እዩ። ህጻውንቲ ከመይ ጌርካ ከም ዙስተ ከም ዜፈልጡ ሓዯስቲ ነፍሳት ድማ ብ መንፈስ ቅደስ ክጥመቁ ይኽእሉ እዮም። እዙ ከምቲ ኣብ ቀዲሞት ግዛ ዜነበረ ማለት እዩ - ኣብ ግብረ ሃዋርያት ከም እነንብቦ ማለት እዩ።



4) ኣይጸምኡን እዮም ። ፍጹም ዜኾነ ድሌት ይብሎምን ። የሱስ ምስላ ናይ ሓዯ ዜዯለዮ ክሳብ ዜረክብ ኣብ እንዲ ዒርኩ ተስፋ ከይቆረጸ ማዕጾ ዜኩሕኩሕ ሰብኣይ ነገሮም። የሱስ ቀጺሉ ሰማያዊ ኣቦና ከኣ ከምኡ ነቶም ዜልምኑን፡ ከምዙ ሰብኣይ ተስፋ ከይቆረጹ ዜኩሕኩሑን ዜዯልዩን መንፈስ ቅደስ ከምዜህቦም ነገሮም። (ሉቃ 11፡13 ካብ ፍቅዱ 5 ጀሚርካ ኣንብብ)



5) ከምቲ ኣብ ምስክርነት ዜሰምዕዎ፡ ከምኡ ተመሳሳሊ ተመክሮ (ቋንቋታት፡ውዐይ ስምዑት)ይጽበዩ። ኣምላኽ ንዕኦም ዜሓይሽ ህያብ ይኹን ምግላጽ ክውስነሎም ኣይዯልዩን እዮም። መንፈስ ቅደስ ብ እምነት ኢና እንቅበሎ። ሕተት ክዋሃበካ አዩ። ( ገላ 3፡2፡ ሉቃ 11፡9-13 )። ንስሚዕታትካ ኣይተጸበ። ግን ንኣምላኽ ከራጋግጸልካ ሕተቶ፡ ብኸመይ ከም ዗ራጋግጸልካ ግን ንዐኡ ኢኻ ትሕድጎ። ሓጥያትካ ከምዜተሕዯገልካን ውሉደ ከምዜኾንካን ኣየረጋገጸልካን ድዩ፧ ከምኡ ድማ ብተመሳሳሊ መገዱ መንፈስ ቅደስ ከምዜተመላእካ ከራጋግጸልካ እዩ። ንዒኻ ዗ድልየካ ሓይሊ እምበር ተመክሮ ኣይኮነን ( ግብ 1፡8 )።



ስለዙ ፡ጽማእ - እመን - ተቀበል ድማ። እታ ቅብልቲ ግዛ ሕጂ እያ፡እታ መዒልቲ ምድሕን ውን ሕጂ።



"መንፈስ እግዚኣብሄር ድማ ናብ ልዕሌኻ ኺወርድ እዩ፡ ካልእ ሰብ ክትከውን ድማ ክትልወጥ ኢኻ"። ( 1 ሳሙ 10፡6)