Books


ዘገርም ሓቅታት
An elementary book about God and man
ንምግልጋል እግዚኣብሄር ዜድልዩ መሰ ታውያን ረቛሒታት
God needs uncompromising men today who will stand before His face and hear His..
ጽቡቅ መሰረት
Do you suffer consequences of a faulty foundation laid at the beginning of your..
More (7)

What we believe

Body: 
ናይ ቤተ ክርስትያን ሲ.ኤፍ.ሲ መግለጺ እምነት

Christian Fellowship Church, Bangalore - 2015
Christian Fellowship Church, Bangalore - 2015

  1. መጽሓፍ ቅዱስ 66 መጽሓፍቲ መንፈስ ኣምላኽ ዘለዎ ጌጋ ኣልቦ ናይ እግዚኣብሄር ቃል እዩ ፥ኣብዛ ምድሪ ኽኣ በይኑ እኹሉን መራሒናን እዩ።
  2. ብሰለስተ ኣካል ዘልኣለማዊ ህልውንኡ ብዝኾነ ሓደ ኣምላኽ ንኣምን እዞም ኣካላት ኣብ፥ወልድ፥መንፈስ ቅዱስ ይብሃሉ።
  3. ኣምላኽነት ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ፥ካብ ድንግል ምውላዱ፥ፍጹም ሰብ ምዃኑ ፥ፍጹም ሓጥያት ኣልቦ ህይወቱ፥ኣን ክንዳና ሞቱ ምእንቲ መስዋእቲ ስለ ሓጥያትና ፥ዕርገቱ ናብ ኣቦን ፥ንቕዱሳኑ ክወስድ ዳግም ከም ዝምለስ ንኣምን።
  4. ኩሉ ሰብ ብሓጥያት ምውት ከም ዝኾነ ምሉእ ብምሉእ ክኣ ጠፊኡ እዩ እቲ እንኮ ሓጥያቶም ክሕደገሎም ዝኽእል ብንስሓን ብሞቱን ትንሳኤን ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ብምእማን እዩ።
  5. ኣብ ስራሕ ዳግም ምልዋጥ መንፈስ ቅዱስ ፥ሰብ ዳግም ይውለድ ውልድ ኣምላኽ ይኸውን።
  6. ጽድቂ ብእምነት ብክርስቶስ የሱስ ጥራይ እዩ ናይዚ መረጋገጺ ኽኣ ህላወ ሰናይ ዕዩ ንኣምላኽ ዘኽብር።
  7. ድሕሪ ዳግም ልደት ጥምቀት ኣብ ማይ ብምጥላቕ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስ እዩ።
  8. ኣድላይነት ብመንፈስ ቅዱስ ቀጻሊ ምምላእ ምእንቲ ንክርስቶስ ምስክር ክትከውን ሓይሊ ክህልወካ ብህይወትን ቃልን።
  9. ኣብ ትንሳኤ ጻድቃን ናብ ዘልኣለማዊ ህይወትን ኣብ ትንሳኤ ሓጥኣን ናብ ዘልኣለማዊ ኩነኔ ንኣምን።
More