ንስሓ ካብ ዓለማውነትን ጥምቀት ብመንፈስ ቑደስን።

Written by :   Zac Poonen Categories :   Disciples Man Seeker
Article Body: 

ተስፋታትን ትእዚዚትን ኣምላኽ ልክዕ ከምቲ ዯው ክንብልን ክንከይድን ዗ድልየና ኽልተ መሓውር እግርና ኢዩ። ብተስፋታት ጥራይ ክትነብር ትፍትን እንአ ኮንካ እዙ ከም ብሓዯ እግርኻ ከም ምኻድ ኢዩ። ስለዙ ንኹሎም ተስፋታት ኣምላኽ ኣይክትምኮሮምን ኢኻ፤ ኣብ ነፍሰ-ጥበራ ከኣ ክትነብር ኢኻ። ብትእዚዚት ጥራይ ክትነብር ምፍታትንውን፤ ሓዯ ብ዗ይ ተስፋታት ንትእዚዚት ክትፍጽሞም ኣይክትክእልን ኢኻ፤ ካልኣይ ከኣ ኣዯዲ ጽቕጥን ተስፋ ምቚራጽን ክትከውን ኢኻ። ስለዙ ክልቲኡ ትእዚዚትን ተስፋታትን ኣምላኽ ኢዩ ዗ድልየና።

እንተኾነ ግን ንመጽሓፍ ቑደስ ተጠንቂቅና እንተ ዗የጽኒዕናዮ ንተስፋታትን፡ትእዚዚትን ኣምላኽ ክንፈልጦ ኣይንኽእልን ኢና። ን጑ሶትን (pastors) ነቶም ኣብ ተለቭዥን ዜሰብኩ ጥራይ ትሰምዕ እንተ ኴይንካ፤ ንቓል ኣምላኽ ኣይክትፈልጦን ኢኻ፤ ምኽንያቱ መብዚሕትኡ ግዛ ንቓል ኣምላኽ ከም ዜግባእ (ብልክዕ) ገይሮም ኣይጠቕስዎን፤ ንትእዚዚቱውን ብልክዕ ኣይምህርዎን እዮም። ስለዙ ንቓል ኣምላኽ ባዕልኻ ከተጽንዖ ኣለካ። ክርስትያን እንተ ኮንካ ንመጽሓፍ ቅደስ ካብ ኩሎም ካልኦት መጻሕፍቲ ናይዚ ዓለም ንላዕሊ ጽቡቕ ጌርካ ክትፈልጣ ይግብኣካ እዩ። ንምጽናዕ መጽሓፍ ቑደስ ሃካይ እንተ ድኣ ኮንካ፡ ክርስትናዊ ሂወትካ ሰንኮፍ ምዃኑ ኣይተርፍን እዩ። ዲግም ዗ይተወለድካ ከለኻ፤ ዲግም ዜተውለድኩ እየ ኢልካ ክትሓስብ ዜከኣል እዩ። ኩሉ እቲ ዗ለካ አመኩሮ ኣምሱላውን ሓሶትን ከሎውን- መንፈስ ቅደስ ከም ዜተመላእካ ክትሓስብ ዜከኣል እዩ። ።ግንከ ቃል ኣምላኽ ብጥንቃቐ እንተ ድኣ ኣጽኒዕካ፡ክትታለል ኣይትኽእልን ኢኻ።

እቶም ንቃል ኣምላኽ ብጥንቃቀ ዗የጽንዑ እንተ ተታለሉ ወይ ስሓቱ እዙ ክረኽቡ ይግብኦም ኢዩ - ምኽንያቱ እዙኣቶም ን ኣምላኽ ከምዙ እዮም ዜብልዎ ዗ለዉ፡ 'ንስኻ ንዯቂ ሰባት መጽሓፍ ከም ዜጽሓፍካ ይፈልጥ'የ፡ ግናኸ ንኸንብቦ ግዛ የብለይን። ብዘሕ ኣገዯስቲ ነገራት ክገብሮ ዗ሎኒ ኣሎ ከም ቴሌቭዥን ምርኣይን ኢንተርነት ምጥቃምን። ስለዙ ንዓኻ ክህበካ ዜኽእል ቅሩብ ግዛ ኣብ ሰንበት ጥራይ'ዩ ።' እዙ እንተ ድኣ ኮይኑ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዗ሎካ ኣረዲድኣ፡ እሞ ንስኻስ ዲግም ዗ይተወለድካ'ውን ክትከውን ዜክኣል እዩ። ኩሎም ጥዑያት ሕጻናት፡ ኩሉ ግዛ ጸባ ዯልዮም ይበኽዩ። ከምኡ ውን ኩሎም ዲግም ዜተወልደ ክርስትያናት መዓልታዊ መንፈሳዊ ጸባ ማለት ቃል ኣምላኽ ይብህግዎ እዮም ና(1ይ.ጴጥ 2፡2)። የሕዋትን ኣሓትን ብዚዕባ እዙ ሓቂ ክነግረኩም ይዯሊ።ምኽንያቱ ነቲ ሓቂ ብ዗ይ ምንጋረይ ኣብ ግዛ ፍርዱ ክትዉቕሱኒ ኣይዯልይን ኢየ። ቅድሚ ብዘሕ ዓመታት ጏይታ ዜበለኒ ነገር ኣሎ፤ ንሱ ድማ ንዯቂ ሰባት ዗ፍቅሮም እንተ ድኣ ኮይነ ሓቂ ክነግሮም ኣሎኒ፤ ወላ ክቕበሉዎ ኣይፍተዉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ብዘሕ ኣገረምቲ ተስፋታት ኣለዉ። ሓድሽ ኪዲን ከኣ እሞ ካብ ብሉይ ኪዲን ንላዕሊ ዜኾኑ ብዘሕ ኣገረምቲ ተስፋታት ኣለዋ። ኩቡራትን ኣዯነቅትን ተስፋታት ይብሃሉ(2ይ.ጴጥ.1፡4) ኣብ ውሽጢ ገዚኻ (ካንሸሎኻ) ክቡርን ሕቡእን መዜገብ ከም ዗ሎ ምስ እትፈልጥ፡ንእኡ ንምርካብ ክንዯይ ግዛ ኮን መጥፋእካ ነርካ፧ ከምኡውን ተስፋታት ኣምላኽ ካብዙ ምድራዊ መዜገብ ንላዕሊ ከም ዜበልጽ ምስ እትርዲእ፤ ነቶም ተስፋታት ክሳብ ትረኽቦም ግዛካ ኣብ ምዂዓት (ምድላይ/ምጽናዕ) ቃል ኣምላኽ መሕለፍካዮ ኔርካ።

ሓምለ 1959 ንጏይታ ህይወተይ ዜወፈኹላን ዜሃብኩላን ዕለት እያ። ብድሕርኡ ሸውዓት ዓመታት ቃል ኣምላኽ ብዕትብ ምጽናዕ እናገብርኩ የሕሊፈየን። ናብ ቤት-ትምህሪ መጽሓፍ ቅደስ ኣይከድኩን። ኣብተን ሸውዓተ ዓመታት ኣብ ሓይሊ ባሕሪ እየ ዜሰርሕ ነይረ። ካብ ስራሕ ነጻ ኣብ ዜኾንኩሉ ግዛ፣ ኣብ ክፍለይ ኮፍ ኢለ ቃል ኣምላኽ የጽንዕ ነበርኩ። እዙ ከኣ ንኣንፈት ናይ ህይወት መቐይሮ ኮነኒ። ብዘሓት ኣገርመቲ ተስፋታት ኣብ መጽሓፍ ቅደስ ድህሲሰን ረኺበን፣ ነዝም ተስፋታት ብዜኣወጅኩሉ መጠን ከኣ፣ ናይ ሰማይ መንፈስ ኣብ ህይወተይ ይ዗ርኡለይ ነበሩ።

ምስ ተመርዓኹ ከኣ ቃል ኣምላኽ እንዯገና ነቲ ናይ ሰማይ መንፈስ ኣብ ሓዲረይ (ቤተይ) ኣምጺኡለይ እዩ። ድሓር ሰበይተይን ኣነን ተስፋታት ኣምላኽ ኣብ ዯቅናውን ኣወጅናዮ። ትእዚዚቱ ከኣ መሃርናዮም። ከም ውጽኢቱ ከኣ ክሳብ ሕጂ ኩሎም ንጏይታ ይስዕብዎ ኣለዉ። ኣምላኽ፣ ልክዕ ከምቲ ገን዗ብ ኣብ ባንካ ዗ለና ሕሳብ ገን዗ብ፣ ከምኡዉን ብተስፋታቱ ክነብር ኢዩ ዜዯልየና። ንኣብነት እታ ትሰርሓላ ዗ለኻ ኩባንያ፣ ሞቅሽሽ ኢሎም ብላዕሊ እንተ ዜህቡኻ ኣይምስተቀበልካዮን'ዶ፧ ወይ ድማ ኣብ ባንክ ሕሳብካ ኣሕሊፍናልካ ኣሎና እንተ ዜብሉኻ ነይሮም፡ ኣብ ሕሳብ ባንካኻ ከም ዗ሎ ሓቅነቱ ኣይመረጋገጽካን'ዶ፧ መብዜሓትኦም ክርስትያናት ካብ ናይ ኣምላኽ ተስፋታት ምእዋጅ ንላዕሊ ናይ ባንክ ሕሳባቶም ብህንጡይነት ከረጋግጹ ይቐሎም። ስለዙ እዩ ኸኣ ህይወቶም ሶንኮፍ ዜኸውን።

ትእዚዚትን ተስፋታትን ኣምላኽ እዩ ብመንፈስ ሃብታማት ዜገብረና። ብሓቂ እዙ እንተ ድኣ ኣሚንና፣ ንኹሎም ክንረኽቦም መታን ብሙሉእ ልብና ክንዯልዮም ኢና። ኩላትና እነንብራ ሓንቲ ሂወት ኢያ ዗ላትና፡ ስለዙ ኣ ህይወትና ንጹር ዜኾነ ዕላማ ክህልወና ኣለዎ። ዕላማና ምስ ሞትና ናብ መንግስተ ሰማይ ክንከይድ ጥራይ እንተ ድኣ ኮይኑ፡ሓዯ መዓልቲ ኣብ ቅድሚ ጏይታ ዯው ምስ በልና ብዘሕ ክንጣዓስ ኢና።