ውሳነታትካ ንመጻኢ እንታይ ከምትኸውን ይውስኑኻ እዮም

Article Body: 

ውሳነታትካ ንመጻኢ እንታይ ከምትኸውን ይውስኑኻ እዮም


" ኣነ ፍቓድ እቲ ዜሌኣኸኒ እምበር ፍቓዯይ ኽገብር ኣይኯንኩን ካብ ሰማይ ወሪዯ ዗ሇኹ።" ዮሃ 6፡38


ኣብዚ ጥቅሲ የሱስ ንምንታይ ናብ ምድሪ ከም ዜመጸ ብቃሊቱ ይነግረና ኣል። ከምኡ' ውን ኣብዚ ምሌእቲ ሓሳብ የሱስ ነፍሲ ወከፍ ንጽሌ መዒሌቲ ናይ ህይወቱ ብኸመይ ይነብር ከም ዜነበረ መብርሂ ኣሇና።


እተን ሰሊሳ(30) ዒመታት ህይወት የሱስ ኣብ ናዜሬት ከም ሕቡኣት ዒመታት እየን ዜጥቀሳ። ግናኸ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዒሌቲ ናይተን ሰሊሳ(30) ዒመታት የሱስ እንታይ ይገበር ከም ዜነበረ ኣብዙ ገሉጽሌና ኣል፡ንገዚእ ፍቓደ እናኸሓዯ ንናይ ኣብኡ ፍቓድ ይነብር ነይሩ።


የሱስ ኣብ ሰማይ ምስ ኣቦ ኣብ ሕለፍ ዗ሌኣሇም ኣብ ዜነበረለ እዋን፡ንገዚእ ፍቓደ ምኽሓድ ኣየድሌዮን እዩ ነይሩ፡ምኽንያቱ ናቱ ፍቓድ ምስ ናይ ኣቦ ፍቓድ ሓዯ ስሇ ዜነበረ። ናብ ምድሪ ግና ከም ሰብ'ዩ ብስጋ መጺኡ፡ እዙ ስጋ ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ነጥቢ(ህሞት) ምስ ናይ ኣቦ ፍቓድ ብምሌኣት ዜጻረር ናይ ገዚእ ርእሱ ፍቓድ ኣሇዎ። እታ የሱስ ንናይ ኣቦ ፍቓድ ክገብረሊ እተኽእሌ ዜነበረት እንኮ መገዱ ከኣ ንናይ ገዚእ ርእሱ ፍቓድ ኩለ ግዛ ብምኽሓድ እዩ። እዙ ከኣ እቲ የሱስ ኣብ ናይ ምድሪ ህይወቱ ዜተስከሞ መስቀሌ እዩ - ፍቓድ ገዚእ ርእስኻ ምስቓሌ- ከምኡ'ውን ንዕኡ ክንስዕቦ እንተድኣ ኯይንና ነፍሲ ወከፍ መዒሌቲ ነዙ መስቀሌ ክንስከሞ ሕጂ ይሓተና ኣል።


ቀጻሉ ዜኾነ ናይ ገዚእ ርእስኻ ፍቓድ ምኽሓድ እዩ ንየሱስ መንፈሳዊ ሰብ ገይርዎ። ንሕና'ውን ከምኡ ናይ ገዚእ ርእስና ፍቓድ ብምኽሓድ ኢና መንፈሳውያን ንኸውን።


መዒሌታዊ ብዚዕባ ዜተፈሊሇየ ነገራት ውሳነታት ንገብር ኢና። ገን዗ብና ብኸመይ ንጥቀመለ ወይ ናይ ዕረፍቲ ግዛና ብኸመይ ነሕሌፎ፡ ብኸመይ ንዚረብ ወይ ብዚዕባ ገሇ ሰብ፡ብኸመይ ዯብዲቤ ንጽሕፍ፡ወይ ንናይ ካሌእ ሰብ ጠባይ(ባህሪ) ከመይ ግብረ መሌሲ ንህበለ፡ክንዯይ ግዛ ኣብ ቃሌ ኣምሊኽ ምጽናዕን ምጽሊይን ነሕሌፍ ወይ ክንዯይ ግዛ ኣብ ኣገሌግልት ማሕበር ነሕሌፍ ወ዗ተ ወሳነታት ንገብር ኢና። ካብ ንግሆ ክሳዕ ምሽት ንግብርታትን ቃሊትን ከምኡ'ውን ጠባያት ናይ ኣብ ከባቢና ዗ሇው ሰባት ግብረመሌሲ ንህብ።ምናሌባት ዗ይክንርድኦ ንኽእሌ ኢና ግናኸ መዒሌታዊ ብውሕደ ሚእቲ ዜ኿ኑ ውሳነታት ኢና ንገብር፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ እዝም ውሳነታትና ድማ ንገዚእ ርእስና ወይ ንኣምሊኽ ኢና ባህ ከነብሌ ንውስን።


ብዘሓት ንወስዶም ስጉምታት ውጺኢት ናይቶም ብምስትውዒሌ ንውስኖም ውሳነታት ኣይኯኑን። ዋሊ እኳ ከምኡ እንተ኿ነ ግናኸ ብሓዯ ካብዝም ክሌተ መገድታት ኢና ንገብሮ - ንገዚእ ርእስና ከነሕጉስ ወይ ንኣምሊኽ ከነኽብር።ኣብ መወዲእታ ድማ ጠቅሊሊ ድምር ናይ ውሳነታትና እዩ መንፈሳውያን ወይ ስጋውያን ክንከውን ዜገብረና።


ካብታ ጎይታ ዜተቀበሌናሊ መዒሌቲ ጀሚርና ዜገበርናዮም ሚሌዮናት ውሳነታት ንሕሰብ። እቶም ብምርዲእን ብቀጻሌን ፍቃድ ኣምሊኽ ምእንቲ ክገብሩ ኢልም ንፍቃድ ርእሶም ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዒሌቲ ብዘሕ ሳዕ ዜኽሕደ ሰባት መንፈሳውያን ኯይኖም እዮም። በቲ ካሌእ ወገን እቶም ሓጢኣቶም ስሇ ዜተሓዯገልም ጥራይ ዜሕጎሱ ከምኡ'ውን ዜበዜሕ ግዛ ንገዚእ ርእሶም ከሐጉሱ ዜመርጹ ሰባት ስጋውያን ኯይኖም እዮም ተሪፎም። ናይ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ውሳነታቱ ኣብ መወዲእታ እንታይ ከምዜኸውን ወሲንዎ እዩ።


ልሚ ከምዙ ዗ሇኻዮ ትሑት፡ቅደስ ከምኡ'ውን ፈቃር ክትከውን ገዚእ ርእስኻ ኣብ ሕለፍ ዒመታት ኣብ ዜተፈሊሇየ ኩነታት ናይ ህይወት ኣብ ኣሽሓት ውሳነታት ብዜመረጸቶ እዩ።


መንፈሳውነት ብናይ ሓንቲ ግዛ ርክብ ምስ ኣምሊኽ ዜመጽእ ነገር ኣይኯነን። መንፈሳውነት ውጺኢት ናይቲ ካብ መዒሌቲ ናብ መዒሌቲ፡ካብ ሰሙን ናብ ሰሙን፡ካብ ዒመት ናብ ዒመት ብቀጻሉ ገዚእ ርእስኻ ንምኽሓድ ከምኡ'ውን ፍቃድ ኣምሊኽ ንምግባር እትመርጾ መገዱ እዩ።


ናይ ክሌተ ኣሕዋት( ብሓዯ መዒሌቲ ጎይታ ዜተቀበለ) ድሕሪ ዒሰርተ ዒመት ናይ ምሌዋጦም(ጎይታ ምቅባልም) ዗ል መንፈሳዊ ኩነታቶ እሞ ገምግም። ሕጂ እቲ ሓዯ ኣምሊኽ ኣብታ ማሕበር ሓሊፍነት ከሰክሞ ዜኽእሌ መንፈሳዊ ንቅሓት ዗ሌዎ በጽሒ እዩ። እቲ ሓዯ ግና መፈሳዊ ንቅሓት ዗ይብለ ብኻሌኦት ብቀጻሉ ክምገብን ክተባባዕን ዗ድሌዮ ጌና ክሳብ ሕጂ ቆሌዒ እዩ ዗ል።


ኣብ ሞንጎ እዝም ክሌተ እዙ ፍሌሌይ ክህለ ዜገበረ እንታይ እዩ፧


እቲ መሌሲ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዒሌቲ ናይተን ዒሰርተ ዒመታት ናይ ክርስትና ህይወቶም ዜወሰድዎ ንኣሽቱ ውሳነታት እዩ።


እንተዯኣ ብኸምዙ መገዱ ቀጺልም፡ ኣብ ዜመጽእ ዒሰርተ ዒመታት እቲ ኣብ መንጎኦም ዗ል ፍሌሌይ ኣዜዩ ግለጽ ክኸውን እዩ። ኣብቲ ናይ ዗ሌኣሇም ህይወት ኣብ ክሌቲኦም ዜህለ ናይ ክብሪ ፍሌሌይ ሌክዕ ከምቲ ናይ 2000 ኤላክትሪካዊ ዒቀን ትምንጩ ኣምፑሌን ናይ 5 ኤላክትሪካዊ ዒቀን እተመንጩ ኣምፑሌን ይኸውን።


"ብኽብርስ ኯ኿ብ እኳ ካብ ኯ኿ብ ይበሌጽ እዩ እሞ…..." ( 1 ቆሮ 15፡41)


ከምዙ ኩነታት እሞ ሕሰብ። ናብ ገዚኻ ክትበጽሕ ኬድካ ብዚዕባ ኣብቲ ገዚ ዗የሇ ሓዯ ሓው(ንስኻ ዗ይትፈትዎ) ሕማቅ ነገር ክትዚረብ ፈተነ ኣጋጢሙካ። እንታይ ምገበርካ፧ ነዙ ፈተነ ኢድካ ሂብካ'ዶ ትሓሚ ወይ ገዚእ ርእስኻ ብምኽሓድ ኣፍካ ትዒጹ፧ ብዚዕባ ካሌእ ሰብ ሕማቅ ስሇ ዜተዚረበ ብኣምሊኽ ብሇምጺ ወይ ብመንሽሮ ዜውቃዕ ወሊ ሓዯ ሰብ የሇን። ስሇዙ ድማ ብዘሓት ከምዙ ዒይነት ሓጢኣት ንህይወቶም ከም዗የዕንዎ ገይሮም ይሓስቡ። ዗ሕዜን እዩ፡ ብዘሓት ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብቲ ናይ ዗ሌኣሇም ህይወት(eternity)ጥራይ እዮም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ንርእሶም ዗ሕጉስለ ዜነበሩ እዋን ንገዚእ ርእሶም በብቅሩብ የጥፍእዋ ከምዜነበሩ ክግን዗ቡ።


የሱስ'ውን ብተመሳሳሉ ኩነታት ንሰሊሳ ዒመታት ኣብ ናዜሬት ተፈቲኑ እዩ። ብዚዕባ እተን ሕቡኣት ዒመታት ናይ የሱስ ከምዙ ተጻሒፍሌና ኣል። ኣብ ዜኾነ ይኹን ግዛ "ክርስቶስ ንርእሱ ባህ ዛብሌ ኣይዯሇየን"(ሮሜ 15፡3) ኩለ ግዛ እዩ ንርእሱ ዜኽሕድ ነይሩ። ስሇዙ እዩ ድማ ኩለ ግዛ ንኣቦ ዗ሕጉስ ዜነበረ።ንገዚእ ርእስኻ ምሕ጑ስ ኣብ ብዘሕ መዲያት(ሸነኻት) ህይወት ናይ ሓዯ ሰብ ክፍጸም ይከኣሌ እዩ። ንኣብነት ዗ይጠምኻ ከሇኻ ጥዐም መግቢ ገዙእካ ክትበሌዕ ትውሰነለ ኩነታት ሕሰብ እሞ። ኣብዚ ነገር ሓጢኣት ወይ ጌጋ የሇን። ግናኸ ሓዯ ቅዱ ናይ ህይወት ትገሌጽ እያ።ገን዗ብ ስሇ ዗ሇካ ጥራይ የድሌየካ ኣየድሌየካ ብ዗ይገድስ ዜፈተኻዮ ትገዜእ። ንገዚእ ርእስኻ ዗ሕጉሳ ትገብር።ዜኾነ ነገር ክትገዜእ እንተዯሉኻ ትገዜእ፡ ናብ ሓዯ ቦታ ክትከይድ እንተዯሉኻ ትኸይድ፡ ዯንጐኻ ክትድቅስ እንተዯሉኻ፡ ዯንጐኻ ትድቅስ። ዋሊ እኳ ብስሩዕ ናብ መዯባት እንተከድካ ከምኡ'ውን መጽሓፍ ቅደስ መዒሌታዊ እንተበብካ ናይ ከምዙ ዒይነት ህይወት ናይ መወዲእታ ውጺኢት እንታይ እዩ፧ ምድሓንካ ዗ይክትስእኖ ትኽእሌ ኢኻ ግናኸ እታ ኣምሊኽ ንዕኡ ክትነብረሊ ዜሃበካ ሓንቲ ህይወት ብርግጽ ከተባኽና ኢኻ።


ካሌእ ሓው ግና ካብዙ ፍሌይ ዜበሇ ነገር እዩ ዜገበር።ንሱ ርእሱ ስርዒት ከትሕዚ'ዩ ወሲኑ። እንተ዗ይጠምዩ ዜኾነ ዗ይድሉ ነገር ከይበሌዕ'ዩ ወሲኑ። ኣድሊይ ዗ይኯነ ነግር ንርእሱ ከይገዜእ ወሲኑ እዩ። ነፍሲ ወከፍ መዒሌቲ ምስ ኣምሊኽ ግዛ ምእንቲ ከሕሌፍ ካብቲ ዜትንስኣለ ዜነበረ ሰዒት 15 ድቂቅ ኣቀዱሙ ክትንስእ ወሲኑ እዩ። ሓዯ ሰብ ብሕርቃን ምስ ዜዚረቦ ንሱ ብትሕትና ምሊሽ ክህበለ ወሲኑ እዩ። ኩለ ግዛ ኣብ ፍቅርን ሕያውነትን ክህለ ወሲኑ እዩ። ንህርፋኑ( ጾታዊ ስምዑቱ) ዗ሊዒዕለ ጸብጻብ ዛና ኣብ ጋዛጣ ከይንብብ ወሲኑ እዩ። ኣብ ዜ኿ነ ኩነታት ንርእሱ ከትሕት እምበር ርእሱ ከየጽድቅ ወሲኑ እዩ። ናብ ዒሇም ንክስሓብ ዜጸሌውዎ ገሇ ምሕዜነታት ከቋርጾ ወሲኑ እዩ። በቲ ቀጻሉ ንገዚእ ርእሱ(ንዕኡ ዗ሕጉሶ) ናይ ምኽሓድ ውሳኔኡ ኣብቲ ንኣምሊኽ ጥራይ ንምሕ጑ስ ዗ሇዎ ድላት እናበርትዏ መጺኡ።


዗የድሌዮ ነገር ብ዗ይ ምግዜኡ ወይ 15 ድቂቅ ኣቀዱሙ ካብ ዒራት ምትንስኡ ወይ ብሰብኣዊ መንነቱ ዜስምዖ ክብሪ ሓዱጉ ምሕረት ብምሕታቱ እንታይ ከሲሩ፧ ዋሊ ሓንቲ። ግናኸ እንታይ ከምዜኸሰበ ሕሰብ!


ከምዙ ዜበሇ ሰብ፡ ማሇት ኣብ ንኣሽቱ ነገራት ብቀጻሉ እሙን ዜ኿ነ ኣብ ውሽጢ ውሑድ ዒመታት ዗ተኣማምን(ብቁዕ) ናይ ኣምሊኽ ሰብ እዩ ዜኸውን። እዙ ግና በቲ ዗ሇዎ ናይ መጽሓፍ ቅደስ ፍሌጠት ዗ይኯነስ ብምኽንያት ንኣምሊኽ እምበር ንርእሱ ዗የሐጉስ ኣብ ህይወቱ ብእሙንነት ዜወሰዶ ንኣሽቱ ወሳኔታት እዩ።



ድኹም ፍቓድ ዗ሇዎ ሰብ ኣይትኹን። ፍቓድካ ኩለ ግዛ ንኣምሊኽ ንኽግዚእ ኣሊምዶ። ብጹሓት ክርስትያን ዜበሃለ እቶም "ጽቡቕን ክፉእን ንምፍሊይ ብምሌማድ ንሌቦንኦም ዗ሊምደ"(እብ 5፡14) እዮም።


ነዙ ዜስዕብ ኣብነት ንርአ፡ ክሌተ ገ዗ፍቲ ሰባት ግዜፎም ከርሕቁ ናብ ሓኪም ከይዶም። እቲ ሓኪም ን 12 ኣዋርሕ ከየቛረጹ ምንቅስቃስ ኣካሊት ክገብሩ ኣዙዜዎም። እቲ ሓዯ ሰብኣይ ነቲ ዜተዋህቦ ናይ ምንቅስቃስ ኣካሊት ሌምምድ ከየቋርጸ ብስነ ስርዒት መዒሌታዊ ሰሪሕዎ፡ ቀጢንን ተሪርን ድማ ኯይኑ። እቲ ካሌእ ሰብኣይ ግና እተን ቀዲሞት ቅሩብ መዒሌታት ምንቅስቃስ ኣካሊት ገይሩ። ዯሓር ግና ክዜሕትሌ ጀምረ ኣብ መወዲእታ ድማ ጠቅሉለ ኣቋሪጽዎ። በቲ ዜተኸተል ስነ ስርዒት ዗ይብለ ኣካይዲ ከብደ እናገ዗ፈ ከይደ ኣብ መወዲእታ ድማ ብ዗ይግዙኡ ሞይቱ። እዙ ከመይ ጌርና ፍቓድና ንፍቓድ ኣምሊኽ ንምግዚእ ነብርትዖ ወይ ድማ ሰይጣን ንኽምዜምዝ ዗ይጽኑዕ(ሌምለም) ጌርና ንገድፎ ኣብነት እዩ። ሓዯ ግዛ ብዚዕባ ናይ ኣምሊኽ ኣገሌጋሉ ዜኾነ ሓዯ መንእሰይ፡ ተሇቪዥን ብብዜሒ ይርኢ ከም ዗ል ዜተሰምዖ(ዋሊ'ኳ ንጹሃት መዯባት ጥራይ ይርኢ እንተነበረ) እሞ ሓዯ መዒሌቲ ናይ ተሇቪዥን ኣቁሑት ክሸይጥ ጥራይ ዗ይኯነ፡ ነቲ ኣብ ተሇቪዥን ምርኣይ ዗ሕሌፎ ዜነብረ ግዙኡ መዒሌታዊ ኣብ ጸልት ክሕሌፎ ከምዜወሰነ ኣንቢበ ነይረ። ከም ቀጥታዊ ውጺኢት ናይዚ ዜወሰዲን ዜዒቀባ ንእሽቶይ ወሳነ ድማ ኣምሊኽ ንኣሽሓት ዜባረኸ ኣገሌግልት ሂብዎ።


ነቶም ንጹህ ዜ኿ነ ናይ ተሇቪዥን መዯባት ጌጋ ከም዗ሇዎ ዗የስተብህለ፡ኣምሊኽ ኣብ ብዘሕ ነገራት ሕድሪ ክህቦም ኣይትርእን ኢኻ። ምኽንያቱ ንሱ ሸሊሚ ናይቶም ብትግሃት ዜዯሌይዎ እዩ፡ኣብ ኣምሊኽ ድማ ኣድሌዎ የሌቦን።


እወ እዙ ንስኻ ልሚ ዗ሇኻዮ ብምኽንያት እቲ ኣብ ዘርያ መግቢ፡ገን዗ብ፡ድቃስ፡ ምንባብ ወ዗ተ፡ንገዚእ ርእስኻ ምኽሓድ ወይ ንገዚእ ርእስኻ ምሕ጑ስ ዜወሰድካዮም ብዘሓት ንኣሽቱ ውሳነታት እዩ።


ግዛ ብፍጥነት እዩ ዜጏይ ዗ል። እቶም ሌዕሉ ኣርብዒ ዒመት ዕድመ ዗ሇኩም እሞ ዕድሜኹም ንገዚእ ርእስኹም ኣብ ምሕ጑ስ ዗ሕሇፍክምዎ እተን ዜበሇጻ ዒመታት ናይ ህይወትኩም ስሇ዗ባኸንኩመን ንኣምሊኽ ብዘሕ ጠቃሚ ዜ኿ነ ነገር ክትገብሩ ኣይጽበን እየ። እተን ዜሓሇፋ ዒመታት ናይ ህይወትኩም ከይዯን እየን።ንሓዋሩ ከይዯን እየን። እቲ ኩለ ዜኽእሌ ኣምሊኽ ከማን ክመሌሰሌኩም ኣይክእሌን እዩ። ግናኸ ሕጂ እንተ ተነሲሕካ በቲ ተሪፉ ዗ል ካሌኣይ ክፋሌ ናይ ህይወትካ ገሇ ጠቃሚ ነገር ንኣምሊክ ክትገብር ትኽእሌ ኢኻ።


ኣነ ግና ብቀዲምነት ነቶም ኣብ ክሉ ዕድመ 13-19 ዗ሇዉ(Teenage) ከምኡ'ውን ኣብ ዕስራታት ዗ሇው እየ ክዚረብ ዯሌየ። ንኻሌኦት ንበረኸት ብእት኿ንለ መገዱ ኣምሊኽ ክባርኸኩም ከም ዜዯሉ ክነግረኩም ይዯሉ። ዯቂ 30 ወይ 35 ኣብ ት኿ንለ ግዛ ኣብ ቤቱ ኣገዲሲ ዜ኿ነ ኣገሌግልት ብሓሊፍነት ክህበኩም ይዯሉ እዩ። ግናኸ ፍቓደ ኣብ ህይወትኩም ምእንቲ ክፍጸምሲ፡ኣብ዗ን ዜቅጽሊ 10 ወይ ካብኡ ንሊዕሉ ዒመታት ናይ ህይወትኩም እሙናት ኯይንኩም'ዶ ይረኽበኩም ይኸውን፧


ካብ ሕጂ ጀሚርካ እሙን ክትከውን እተዯኣ ወሲንካ ክሳብ ሕጂ ኣብ ዜነበረ ህይወትካ ብ዗ይገድስ ኣብቲ ናይ ዗ሌኣሇም ህይወት ጣዕሳ ኣይክህሌወካን እዩ። ስሇዙ ንህይወትካ ብዕቱብ ሓዚ። ብዚዕባ'ተን የሱስ ብ዗መን ስጋኡ ኣብ ናዜሬት ዜነበረሇን መዒሌታት ከመይ ከም ዜነበራ ሕሰብ፡ናቱ ኣብነት ከኣ ስዒብ። ንገዚእ ርእስኻ ከምዙ በሊ፡"ኣብዚ ምድሪ ዜተወሇድክለ ዕሊማ ንናተይ ፍቓድ ክኽሕድ፡ናይ ሰማያዊ ኣቦይ ፍቓድ ክገብር እዩ"።


እዙ ኣነ ዜነግረካ ዗ሇኹ ብዕቱብነት ክትወስዶ ሰይጣን ይፈቅዯሌካ'ዶ ኢሌካ ትሓስብ፧ ኣይፈቅዯሌካን እዩ። ብዘሕ ግዛ ከም ዗ሇካ ክነግረካ እዩ። ፍቓድ ገዚእ ርእስኻ ኪሕድካ እትነብሮ ህይወት ድኻም'ዩ ክብሇካ እዩ። ኣምሊኽ ርእስኻ ምሕ጑ስ ወይ ኣብዜን ኣብትን ኢሌካ ቁሩብ ንርእስኻ ምዕጋብ(ምርዋይ) ከም዗ይገድሶ ክነግረካ እዩ። ኣቅሉሌካ ክትርእዮ ክነግረካ እዩ። ወ዗ተ። ስሇምንታይ ግን፧ ምኽንያቱ ነ዗ን ዜቅጽሊ 20 ዒመታት ብ዗ይ ኣንፈት ዕሊማ ዗ይብሌካ ኯንኳ ክት጑ዒዜ እሞ ኣዜዩ ግዙኡ ምስ ሓሇፎ ክትባራበር እዩ። መንእሰያት ብሰይጣን ኣይትዒሽዉ። ኣምሊኽ ሓንቲ ህይወት እዩ ሂብኩም ከምኡ'ውን ግዛ ብፍጥነት እዩ ዜጏይ ዗ል። ስሇዙ ኣይተባኽንዎ። ኣብ ከባቢኻ ብስርዒትን ብምለእ ሌቢ ዜተወፈየ ህይወት ክነብሩ ተገዲስነት ዗ይብልም ኣዜዮም ብዘሓት ኣመንቲ ክትረክብ ኢኻ( ዋሊ'ወን ካብቶም ናይ ሓድሽ ኪዲን ናብራ ህይወት ዜተረድኦም)። ኣይትፍረዶም።ፈሪሳዊ ብምዃን ኣይትንዒቆም። ጉዲይካ ግበር ኣብቲ ናቶም ጉዲይ ኣይትጸመድ። ኣምሊኽ ንነገሮም ጽብቅ ክገብሮ ከም ዜኽእሌ ኣሚንካ ሕዯጎም። ግናኸ ናቶም ኣብነት ኣይትከተሌ። ፍለይ ኩን፡የሱስ በይኑ ጥራይ ኣብነትካ ይኹን። ኣብ ህይወት ጻውዑት ኣልካ፡ እዙ ኣብዚ ምድሪ እንታይ ከኸስረካ'ዩ ብ዗ይገድስ ከምሌጠካ የብለን። ብዚዕባ እታ ኣብ ቅድሚ ፍርዱ ክርስቶስ ቀሪብካ ናይ ህይወትካ ጸብጻብ ትህበሊ መዒሌቲ ዯጋጊምካ ሕሰብ።


ሰሇዙ ነቲ ኣብ ህይወትካ ዜገበርካዮ ጌጋታት ረስዒዮ። ካብ ሓጢኣትካ ብምሌኣት ተነሳሕ። ከምኡ'ውን ኣብ዗ን ዜተረፋ መዒሌታት ፍቓድ ኣምሊኽ ንምግባር ብምለእ ሌብኻ ተበገስ። ኣምሊኽ ምሕረት ክገብረሌካ ከምኡ'ውን ንሕለፍካ ከም዗ይ ነበረ ክገብሮ እዩ። ብውድቀትካ ኣይተስቆርቁር እንተ዗ይኯይኑ ኣብ ዜመጽእ'ውን ብ዗ይ ኣንፈት እትጉዒዜ ሰብ ክትከውን ኢኻ። እቲ ናይ ውድቀትካ ተ዗ክሮ ንስኻ እዙ ልሚ ኯይንካዮ ዗ሇኻ ብጸጋ ኣምሊኽ ጥራይ ምዃኑ ንኽትርዲእ ክሕግ዗ካ እዩ። ከምኡ'ውን ኩለ ግዛ ኣብ ቅድሚ ኣምሊኽ ክትቅርብ ከሇኻ ብገጽካ ናብ ምድሪ ክትድፋእ ክሕግ዗ካ እዩ። ናይ ሓቂ ናይ ኣምሊኽ ሰብ ክትከውን/ክትኯኒ ወስን/ወስኒ።